top of page
slide3.jpg

Services

 Council members should imitate our Lord Jesus Christ, who “came not to be served but to serve” (Matthew 20:28)  

Services ( መንፈሳዊ ኣገልግሎት) 

ኣብ ካተድራልና ቀጺሎም ዘለው ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን ይወሃቡ፡ 

ምሥጢረ ጥምቀት

ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ቅድሚ ዓለም ብልቢ ዝመኸሮን ብነብያት ዝተዛረቦን ትንቢት ንምንፋጻም፤ ዓለም ንምድኃን፤ ካብ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ተወልደ፤ ተወሊዱ ኸኣ ሕጊ ጠባይዓዊን፤ ሕጊ መጽሐፋዊን፤ እናፈጸመ ዓበየ።

ምሥጢረ-ተክሊል

ብሓድነት ንምውሃድን ናይ መውስቦ ሕጊ ንምግብርን ናብ ቤተ-ክርስቲያን ከይዶም ቃል ኪዳን ንዝኣትዉ መርዓ’ውን መርዓትን ብካህን ዝፍጸም ጸሎት ዝወሃብ ናይ ቡራኼ ሥነ-ሥርዓትን ምሥጢረ ተኽሊል ወይ ሥርዓት ተኽሊል ይበሃል።
 

ጸሎተ ፍትሓት 

ሰብ ንሕይወቱ ኣብ ክንዲ ብጻዩ በጃ ዘሕልፍ፡ ካብዚ ዝዓቢ ፍቅሪ የልቦን፤ ዮሓ 15፥13
ኣብ ውሽጢ ቅድስት ቤተክርስቲያንና ካብ እንፍጽሞም ሃይማኖታዊ ግብርታት፡ ፍትሓትን ጸሎትን ይርከብዎም፤ ቃል እግዚኣብሔር “ኦ ኣዳም መሬት አንተ ወትገብእ ውስተ መሬት”“ኦ ኣዳም መሬት ኢኻ’ሞ ናብ መሬት ከኣ ክትምለስ ኢኻ”ከም ዝብል፡ 

ጸሎት ዘዘወትር

  • አአትብ ገጽየ

  • በስመ አብ

  • ነአኵተከ እግዚኦ

  • አቡነ ዘበሰማያት

  • በሰላመ ቅዱስ ገብርኤል

  • ጸሎተ ሃይማኖት

  • ቅዱስ + እሰግድ ለአብ

  • ስብሐት ለአብ

  • ሰላም ለኪ

  • ጸሎተ እግዝእትነ ማርያም

ካብዙ ቀፂሉ ዘሎ ብምጥዋቅ ሙሉእ ንባባ ምስማዕ ይከኣል

ጸሎት ዘዘወትር
00:00 / 03:14

ክርስቲያናዊ ሥነ ምግባር

ክርስቲያናዊ ሥነ ምግባር ማለት ኣንታይ ማለት እዩ?
፠ መሠረት ክርስትያናዊ ሥነ ምግባር እንታይ እዩ?
፠ ክርስቲያናዊ ሥነ ምግባር ብኸመይ ይግለፅ?
ንዞም ሕቶታት እዚኣቶም ብቐሊሉ ንመልከት።
፠ ክርስቲያናዊ ሥነ ምግባር ማለት፣ ቃሉ ግእዚ ኾይኑ፣ ብሠለስተ ዓበይቲ ነገራት ዝተጠቓለለ ሓረግ
ምኻኑ ንርኢ። ንሳቶም እውን፣
1ይ ፣ክርስቲያን። 2ይ፣ ሥን ። 3ይ፣ ምግባር። ዝብሉ ቓላት እዮም።
1ይ፣ ክርስቲያን።
ክርስትያን ማለት፣ ሀ/ ጥሙቕ፣ ብጥምቅት ብዳግም ልደት ሃብተ ውልድና፣ ስመ ክርስትና
ዝረኸበ፣ካብ መንፈስ ቅዱስ ብምውላዱ ውሉድ እግዚኣብሔር፣ ወናናይ መንግሥተ እግዚኣ ብሔር
ምኻኑ ዘረጋገፀ። (ዮሐ፡ 3 ፡ 1 -8
)

Church logo (1).png

Hamere Noh Kidane Mehret Tigrayan Orthodox Tewahedo Church

Come Worship with Us!

10801 E Mississippi Ave #3102,

Aurora, CO 80012

Be the first to know:

Thanks for subscribing!

Too far? Follow our livestream or use this website to learn. Be sure to look at the Participate pages!

  • Facebook

We are a tax-exempt charitable organization (tax identification number 52-1666534) under Section 501(c)(3) of the U.S. Internal Revenue Code. Donations are tax-deductible as allowed by law.

Copyright © 2025 - Hamere Noh Kidane Mehret Tigrayan Orthodox Tewahedo Church. All Rights Reserved.

Privacy Policy | Terms of Service | Cookie Policy | Acceptable Use Policy 

bottom of page